ደገፍ ልቢ

$82.95
Heart Support promotes an overall healthy cardiovascular system and contains a proprietary herbal blend of organic or wild-crafted herbs that help support healthy blood pressure levels and oxygenation to the heart.
Size Guide
$82.95

ጽቡቕ ተኽሊ ደገፍ ናይ ልቢ፡ ኣብ ጥዕና ልቢ ደገፍ ዝገብሩ ካብ ንጹሃት፡ ዘይተቐየሩን ከምኡ`ውን ካብ ከሚካል ነጻ ዝኾኑ ተፈጥርኣውያን ኣትክልቲ ዝተሰርሐ እዩ። ንብዙሓት ውልቀ ሰባት ጥዕና ስርዓተ ልብን መትንታትን ቀንዲ ኣተሓሳሳቢ ጉዳይ ኮይኑ ኣሎ። ደገፍ ናይ ልቢ ንመላእ ጥዕና ስርዓተ ልብን መትንታትን ዘተባብዕ፡ እጀታዊ ሕውስዋስ ናይ ምኡዝ ተኽሊ ፡ህይወታዊ ወይ ካብ መሮር ዝተበልሓቱ ምኡዝ ኣትክልቲ ዝሓዘ’ዩ። እዚ ድማ ግቡእ ወይ ጥዑይ መጠን ጸቕጢ ደምን መጠን ኦክስጅን ኣብ ደምን ክህሉ ደገፍ ይገብር። ቀመር፡ ተዀርባ፡ ቖሎ ደሽም ፈረንጂ፡ ማዘርዎርት፡ ጻዕዳ ሽጉርቲ፡ ሚጥሚጣ።

ተወሰኽቲ ሓቕታት

እጀታዊ ሕውስዋስ ናይ ምኡዝ ተኽሊ(ተዀርባ፡ ጽቡቕ ምኡዝ ተኽሊ ማዘርዎርት፡ ፈረ ቖሎ ደሽም ፈረንጂ፡ ቖጽልን ፍዮርን ቖሎ ደሽም ፈረንጂ ከምኡ`ውን ዓካር ጻዕዳ ሽጉርቲ፡ ፈረ ሚጥሚጣ።

ኣብ መዓልቲ 2 ሚሊተር 2 ግዜ ውሰድ። ወይ ድማ ኪኢላ ስነ-መግቢ ወይ (ሓኪምካ) ብዝእዝዞ መሰረት ክውሰድ ይግባእ። ኣብ ዉሑድ መጠን ዝተጻረየ ማይ ምሕዋሱ ይከኣል እዩ።

ኣብ ዝሑልን ቀጥታዊ ጩራ ጸሓይ ዘይረኽቦ ንቑጽን ኣካባቢ ክቕመጥ ይግባእ። ኣብ ፍርጅ ምቕማጡ ድማ ዘድሊ ኣይኮነን።

ሕቶ ኣለኩም?ንኪኢላ ሕተት
The cookie settings on this website are set to 'allow all cookies' to give you the very best experience. Please click Accept Cookies to continue to use the site.
ደገፍ ልቢ
You have successfully subscribed!