Our Story
“ኩሎም ሕማማት ኣፋፍኖት ናይ ስነ-መግቢ ሕጽረት እዮም”
ክልተ ግዜ ሽልማት ኖቤል ዝተዓወተ ዶክተር ሊኑስ ፓውሊንግ
መግለጺ ተልእኾ
ደንከልያ፡ ናይ ሂወት ሓደሽቲ ምህርቲ ኩለንትንኣዊ ጥዕና ክብ ንምባል ዝተዳለዉ ኮይኖም፡ ምጥዓይ ናይ ሓደ ሰብ ማለት ጥዕና ካልኦት ኣባላት ስድራቤት ማለት እዩ። ምህርትና ነቶም ኣብ ኣክላትና ዘሎ ሕማም ዝቃለሱ ጥረ ነገራት እዩ ንኣካላትና ዝህቦ። በዚ መሰረት ድማ ኣካላውን ኣእምራውን ጥዕና ዝህበና።
ንሕና ጥዕና ዓማዊልና ክብ ንምባል ተወፊና ኢና እንሰርሕ፡ እዚ ድማ ንዕኦም ሕጉስን ዘዕግብን ሂወት ክመርሑ ክረድኦም እዩ።
ንሕና ጥዕና ዓማዊልና ክብ ንምባል ተወፊና ኢና እንሰርሕ፡ እዚ ድማ ንዕኦም ሕጉስን ዘዕግብን ሂወት ክመርሑ ክረድኦም እዩ።