ናይ ኣትክልቲ ኢንዛይም - 90 ለቖታ

$52.95
Helps your digestive system extract nutrients from your food

Specialist combination of digestive enzymes to support the breakdown of proteins, carbohydrates, and fats

Contains betaine hydrochloride to boost hydrochloric acid

Plant based, vegan supplement

    Plant Enzymes are a unique proprietary complex that help support your digestive system and the absorption of your food, using enzymes that are not sourced from animals. By taking 1-3 capsules of Plant Enzymes a day, you are helping your body to digest the food you eat and absorb the nutrients you need.
Size Guide
$52.95

መስርሕ ምሕቃቕ መግቢ ሓደ ዝተሓላለኸ ስርዓት ኮይኑ፡ መግቢ ብኣብ ጣፍታ (ፓንክርያስ)ን ቀጢን መዓንታን ዝፈረዩ ኢንዛይማት መሕቐቒ ነቲ መግቢ ሰባቢሩ ናብ መእዛታት እዩ ዘሰጋግሮም። ዝኣኽሉ ናይ መሕቐቒ ኢንዛይም ምስ ዘይህልወና ኣካላትና ንመስርሕ ምስብብራ መግቢ ምሉእ ብምሉእ ከሰላስሎ ይጽገም እዩ። ወላ’ውን ዝኣኽል ጥዑይን ዝተመጣጠነ ኣመጋግባን ይሃልወና፡ መኣዛታት ግን ብግቡእ ክምጸዉ ኣይኽእሉን። ምፍራይ ኢንዛይማት ናይ መሕቐቒ፡ ብሓሳስያን ናይ መግቢ፡ ትሑት መጠን ናይ ከስዐ ኣሲድ ከምኡ’ውን ሕዱር ጸቕጢ ክጽሎ ይኽእል እዩ። ድሕሪ መግቢ ተወሳኺ ናይ መሕቐቒ ኢንዛይም ዘድልየካ ኮይኑ ምስ ዝስምዐካ፡ ለቖታት ናይ ኣትክልቲ ኢንዛይም ክሕግዛካ ይኽእል እዩ። እዚ ብኪኢላታት ዝተቐመረ ፡ ፕሮቲዝ፣ ላክቴስ፣ ሊፔስ፣ ብሮምሌን፣ ሴሉሎስ፣ ፓፔን፣ ኢቨርቴስ፣ ማልቴስ እና አልፋ ግላኮቶሲዴስ፣ ከምኡ’ውን ቢቴን ሀይድሮክሎራይድን ዘጠቃለልለ እዩ። ነፍሲ ወከፍ ኢንዛይም ንዝተፈላለየ ዓይነት ጉጅለታት መግቢ ዕላማ ዝገብረ ኮይኑ፡ ብኩለንትናኣዊ ኣቐራርባ ንመስርሕ ምሕቓቕ ካብ ደረጃ መግቢ ናብ ደረጃ መኣዛታት የሰላስሉ። ፍርያትና ዝኾነ ናይ ኣትክልቲ ኢንዛይም ብተወሳኺ ቢቴን HCl(ሀይድሮክሎራይድ) ዝሓዘ ኮይኑ፡ እዚ ድማ ናይ ከስዐን ኣሲድ ዳግማይ ክትካእ ከምኡ’ውን ውጽኢታዊ ምሕቃቕ ፕሮቲን፡ ምስብባር ካርቦሃይድሬይት ከምኡ’ውን ምምጻው ስብሒ የተባብዕ። ዝምእምእ ደረጃ ናይ ከስዐና ኣሲድ ብተወሳኺ ንግቡእ ምምጻው ናይ ሚኒነራላት ከም ካልሹም፡ ማግኔጅዩም ከምኡ’ውን ኣይሮን ኣገዳሲ እዩ። ኣሲድ ናይ ከስዐና ንወሳኒ ናይ ስርዓተ ምክልኻል ሕማማት ኣንጻር ሚክሮብ፡ ይስት፣ ቫይረስ ከምኡ’ውን ካልኦት ጎዳእቲ ኣጥቓዕቲ ኣካልትና የቕውም’ዩ። ትሑት መጠን ናይ ከስዐ ኣሲድ ምስ ናይ ልዕሊ መጠን ምፍራይ ናይ ከስዐ ኣሲድ ዝገራጮ ወይ ዘጋጊ ምልክታት ከም ዳግመ ውሕዘት ኣሲድ፡ቃጸሎ ልቢ ብፍላይ ኣብ ዓበይቲ ሰባት ክህልዎ ይኽእል እዩ።

ነጻ ካብ፡ ጉለቲን (ትርፍራፍ ፕሮቲን) ፣ ውጺኢት ጸባ፣ ስርናይ፣ ሶያ (ናይ ቻይናውያን ፋጂሊ) ፣ መባኹዕቲ፣ ሰብ-ሰርሖ መዓቀቢን መመቀርን 

2-3 ለቖታታት ቕድሚ ግቡእ መግቢ (ላርጅ ሚል)፡ ኪኢላ ስነ-መግቢ ወይ (ሓኪምካ) ብዝእዝዞ መሰረት ክውሰድ ይግባእ።

ኣብ ዝሑልን፣ ጩራ ጸሓይ ብቀጥታ ኣብ ዘይረክቦ ንቑጽ ኣካባቢ ክቕመጥ ይከኣል። ኣብ ፍሪጅ ምቕማጡ ኣየድልን።

ሕቶ ኣለኩም?ንኪኢላ ሕተት
The cookie settings on this website are set to 'allow all cookies' to give you the very best experience. Please click Accept Cookies to continue to use the site.
ናይ ኣትክልቲ ኢንዛይም - 90 ለቖታ
You have successfully subscribed!