ጽቡቕ ምኡዝ ተኽሊ ደገፍ ንሆርሞናት ወዲ ተባዕታይ

$82.95
Male Hormonal Support contains a proprietary herbal blend of organic or wild-crafted herbs that help maintain healthy male hormonal levels including testosterone and DHEA helping to promote a healthy sex drive in addition to promoting healthy mental function and memory.
Size Guide
$82.95

ጽቡቕ ምኡዝ ተኽሊ ደገፍ ንሆርሞናት ወዲ ተባዕታይ ዘይተቐየረን ካብ ቀመማዊ ድሕረ-ባይታ ነጻ ዝኾነን ባህርያዊ ሙኡዝ ተኽሊ ዝመንጨወ ኮይኑ ንደቂ ተባዕትዮ ናይ ሆርሞን ደገፍ ዝህብ መድሃኒት ኢዩ።  ሆርሞናዊ ንጥፈታት ደቂ ተባዕትዮ ኣብ ምድራኽ ጾታዊ ስምዒት፣ ኣካላውን ኣእምረኣውን ጥዕናን ወሳኒ ተራ ዘለዎ ኢዩ። እዚ ተባዕታዊ ሆርሞናዊ ድጋፍ ድማ ንሓደ ወዲ ተባዕታይ ጾታዊ ድሌታቱ ዘበራብር፣ ኣብ ኣካላቱ እኹል ዓቐን ተባዕታዊ ድቂ ከም ዝህሉ ዝገብርን፣ ናይ ምዝካር ክእለቱ ዘሕይልን ኢዩ።

ኣገደስቲ ሓቅታት

ጽሟቕ ሕውስዋስ ናይ ምኡዝ ተኽሊ ወይ ድማ ተባዕታዊ ሆርሞናዊ ድጋፍ (Dong Quai Root, Jujube Date, Astragalus Root, Blessed Thistle Herb(ተኽሊ ኣሜኬላ), Ginseng Root (Panax), Lycium Berry, Rehmannia Root, Schisandra Berry). 

ነጻ ካብ፡ ጉለቲን (ትርፍራፍ ፕሮቲን) ፣ ውጺኢት ጸባ፣ ስርናይ፣ ሶያ (ናይ ቻይናውያን ፋጂሊ) ፣ መባኹዕቲ፣ ሰብ-ሰርሖ መዓቀቢን መመቀርን 

ኣብ መዓልቲ 2 ሚሊተር 2 ግዜ ውሰድ። ወይ ድማ ኪኢላ ስነ-መግቢ ወይ (ሓኪምካ) ብዝእዝዞ መሰረት ክውሰድ ይግባእ። ኣብ ዉሑድ መጠን ዝተጻረየ ማይ ምሕዋሱ ይከኣል እዩ።

ኣብ ዝሑልን ቀጥታዊ ጩራ ጸሓይ ዘይረኽቦ ንቑጽን ኣካባቢ ክቕመጥ ይግባእ። ኣብ ፍርጅ ምቕማጡ ድማ ዘድሊ ኣይኮነን።

ሕቶ ኣለኩም?ንኪኢላ ሕተት
The cookie settings on this website are set to 'allow all cookies' to give you the very best experience. Please click Accept Cookies to continue to use the site.
ጽቡቕ ምኡዝ ተኽሊ ደገፍ ንሆርሞናት ወዲ ተባዕታይ
You have successfully subscribed!