ጽቡቕ ምኡዝ ተኽሊ ጥዕና ፕሮስተይት

$82.95
Prostate Health contains a proprietary herbal blend of organic or wild-crafted herbs that help support a healthy prostate urinary system and sexual function for men.
Size Guide
$82.95

ጽቡቕ ምኡዝ ተኽሊ ጥዕና ፕሮስተይት ካብ ቀመማዊ ድሕረ-ባይታ ነጻ ዝኾነ ባህርያዊ ሙኡዛት ኣታኽልቲ ዝመንጨወ ኮይኑ ጥዕነኡ ዝተሓለወ ብልዕቲ ወይ ድማ ጽኪ ንኽህልወካ ሓጋዚ ኢዩ። ጥዕና ፕሮስተይት ብፍላይ ነቶም ካብ 40 ንላዕሊ ዕድመ ዘለዎም ኣዝዩ ሓጋዚ ኢዩ። እዚ ተፈጥሮኣዊ ሙኡዝ ተኽሊ ዝምንጩ ኦርጋኒካዊ ፍርያት ኣብ ምሕላው ጥዕና ጾታዊ ንጥፈታት ወዲ ተባዕታይን ስርዓተ-ሽንትን ድማ ወሳኒ ተራ ይጻወት።

ኣገደስቲ  ሓቅታት

ጽሟቕ ሕውስዋስ ናይ ምኡዝ ተኽሊ (ቆጽሊ ቡቹ፡ ቆጽሊ ኣምዐ፡ ፍረ ናይ ስየ፡ ዕምባባ ካለንዱላ፡ ቃንጥሻ ሺይተክ) …. ትሕዝቶታት ዘለዎ

ኣብ መዓልቲ 2 ሚሊተር 2 ግዜ ውሰድ። ወይ ድማ ኪኢላ ስነ-መግቢ ወይ (ሓኪምካ) ብዝእዝዞ መሰረት ክውሰድ ይግባእ። ኣብ ዉሑድ መጠን ዝተጻረየ ማይ ምሕዋሱ ይከኣል እዩ።

ኣብ ዝሑልን ቀጥታዊ ጩራ ጸሓይ ዘይረኽቦ ንቑጽን ኣካባቢ ክቕመጥ ይግባእ። ኣብ ፍርጅ ምቕማጡ ድማ ዘድሊ ኣይኮነን።

ሕቶ ኣለኩም?ንኪኢላ ሕተት
The cookie settings on this website are set to 'allow all cookies' to give you the very best experience. Please click Accept Cookies to continue to use the site.
ጽቡቕ ምኡዝ ተኽሊ ጥዕና ፕሮስተይት
You have successfully subscribed!