ናይ ሓንጎልን ልቢን ጥማሮ (ፈሳሲ\ሓርጭ)

$287.95

ሓያል ሕውስዋስ ናይ ብዝሐ-ቫይታሚናዊ ናይ ሚነራል ፈሳሲ፣ ናይ ኣዕጽምቲ መደልደሊ ሓርጭ ከምኡ’ውን ኣልቲሜት ኦሜጋ 3-6-9 ፕላስ፡ ብተወሳኺ   ንስርዓተ ምክልኻል ሕማማት ኣካልትናን ን ወሃዮታት ካብ ኦክሲዳቲቨ ዝኮነ ጸቕጢ ዝድግፍ ለቖታታት ሰለንዩም ፕላስ ዝተወሰኾ።

ልዕሊ 60 ካብ ኣትክልቲ ዝርከቡ ሚነራላት ዝሓዘለ፣ 16 ቫይታሚናት፣ 12 ኣሚኖ ኣሲዳት፣ 3 ኣገደስቲ ስብሓውያን ኣሲዳት ምስ ዝያዳ ግልኮሳሚን 

ብልዑል መጠን ክምጸዉ ብዝኽእል ናይ መኣዛታት መልክዕ ዝተዳለወ ከምኡ ድማ ኣገደስቲ ካልኦት ረቛሒታት 

ሃብታም ብጸረ-ኡክሰዳ (ቫይታሚን ኤ፣ሲ ከምኡ’ውን ኢ) ካብ ብነጻ ራዲካላት (ሱር-ነቀላውያን ባእታታት) ዝመጽእ ዕንወት ዝከላኸል 

Size Guide
$287.95
Add to Wish List
 ዝያዳ ናይ መ ክፈሊ ምርጫታት

ናይ ኣዕጽምትን መለጋግቦታትን መመሓየሺ ፓኬት (ፈሳሲ/ሓርጭ) ፡ ነቶም ብሰንኪ ኣብ’ዚ ምዕቡል እዋን ብዝተኣታተዉ ናይ ሕርሻ ኣገባባት ኣብ ብዙሓት መግብታትና ዘይንረኽቦም ዘለና ቫይታሚናት፡ ሚነራላት፡ ኣሚኖኣሲዳት ከምኡ’ውን ኣገደስቲ ስብሓውያን ኣሲዳት ንምትክኦም ዝተነደፈ እዩ። እዚ ብርቱዕ ቅማረ ሕውስዋስ፡ ልዕሊ 90 ኣገደስቲ ቫይታሚናት፣ ኣሚኖ ኣሲዳት ከምኡ’ድማ ኩሉ መግብታት፡ ተወሰኽቲ ካልሽዩም፡ ቫይታሚን ዲ3 ከምኡ’ውን ማንግኔጅዩም ንናይ ዓጽሚ ደገፍ፣ ምስ ሕውስዋስ ዘይቲ ኦሜጋ ተጻሚዱ፡ ብዘይካ’ዚ ዝተወሃሃደ መስተኻኸሊ ናይ ደም ግልኮስ መጠን ብጸረ ኡክሰዳ ሃብታም ኮይኑ፡ ብፍላይ ንኣካላትና ንዝኮነ ዓይነት ጸቕጥን፡ ንውጥረት ሂወት ኣብ 21 ክፍለ ዘመን ንክቃለስ ሓጋዚ ኢዩ።

ንዝያዳ ሓበሬታ ፍርያትና በብሓደ ርአ 

ሕቶ ኣለኩም?ንኪኢላ ሕተት
The cookie settings on this website are set to 'allow all cookies' to give you the very best experience. Please click Accept Cookies to continue to use the site.
ናይ ሓንጎልን ልቢን ጥማሮ (ፈሳሲ\ሓርጭ)
You have successfully subscribed!
Tigrinya

Looks like English is more preferred for you. Change language?