ጽቡቕ ምኡዝ ተኽሊ ደገፍ ንኣዕጽምትን ሽንቕላጥን

$82.95
Bone and Tissue Support contains a proprietary herbal blend of organic or wild-crafted herbs that help support healthy bones, connective tissue and skin for a strong physical structure.
Size Guide
$82.95
Add to Wish List

ጽቡቕ ምኡዝ ተኽሊ ደገፍ ንኣዕጽምትን ሽንቕላጥን ካብ ስኑዕ ቀመማዊ ድሕረ-ባይታ ነጻ ዝኾነ ባህርያዊ ሙኡዝ ተኽሊ፣ ንናይ ንኣዕጽምትን ሽንቕላጥን ጥዕና ዝሕሉ ኢዩ። ጽኑዕ ጥዑይን ኣካላዊ መቃን መጻውር ኣብ ድልዱል ኣዕጽምቲ መተሓሓዝቲ ሽንቕላጥን ቖርጠምጠማን መሰረት ዝገበረ እዩ። ደገፍ ንኣዕጽምትን ሽንቕላጥን ካብ ባህርያዊ ትሕዝቶ ሙኡዝ ተኽሊ ዝምስራሕ ኮይኑ መተሓሓዝቲ ሽንቕላጥ፡ ቖርጠምጠማን ቖርበትን ንድልዱል ኣካላዊ መዛርዕ ክህልወካ ይሕግዝ። እዚ ኣዝዩ ብርቱዕ ዝኮነ ቕማረ ብኣፍ ወይ ወን ብግዳማዊ ክውሰድ ይከኣል።

ኣገደስቲ ሓቅታት

ጽሟቕ ሕውስዋስ ናይ ምኡዝ ተኽሊ (ጻዕዳ ቕራፍ ኰርችያ፡ ናይ ኦትስትራው ተክሊ ቀመም፡ስከልካፕ ተክሊ ቀመም፡ ሱር ሃይድራንጊ፡ ሱር ናይ ማርሽማሎው፡ ናይ ሙሊን ቖጽሊ፡ ናይ ዎርምውድ ቖጽሊ ቀመም፡ ናይ ሎቢሊያ ቖጽሊ ቀመም)።

ነጻ ካብ፡ ጉለቲን (ትርፍራፍ ፕሮቲን) ፣ ውጺኢት ጸባ፣ ስርናይ፣ ሶያ (ናይ ቻይናውያን ፋጂሊ) ፣ መባኹዕቲ፣ ሰብ-ሰርሖ መዓቀቢን መመቀርን 


ኣብ መዓልቲ 2 ሚሊተር 2 ግዜ ውሰድ። ወይ ድማ ኪኢላ ስነ-መግቢ ወይ (ሓኪምካ) ብዝእዝዞ መሰረት ክውሰድ ይግባእ። ኣብ ዉሑድ መጠን ዝተጻረየ ማይ ምሕዋሱ ይከኣል እዩ።

 

ኣብ ዝሑልን ቀጥታዊ ጩራ ጸሓይ ዘይረኽቦ ንቑጽን ኣካባቢ ክቕመጥ ይግባእ። ኣብ ፍርጅ ምቕማጡ ድማ ዘድሊ ኣይኮነን።

ሕቶ ኣለኩም?ንኪኢላ ሕተት
The cookie settings on this website are set to 'allow all cookies' to give you the very best experience. Please click Accept Cookies to continue to use the site.
ጽቡቕ ምኡዝ ተኽሊ ደገፍ ንኣዕጽምትን ሽንቕላጥን
You have successfully subscribed!