ጽቡቕ ምኡዝ ተኽሊ ደገፍ ንጥዕና ጸላም ከብድን ሓሞትን

$82.95
Liver and Gallbladder Health contains a proprietary herbal blend of organic or wild-crafted herbs that supports natural blood flow in and out of the liver for an overall healthy liver and gallbladder.
Size Guide
$82.95

ጽቡቕ ምኡዝ ተኽሊ ደገፍ ንጥዕና ጸላም ከብድን ሓሞትን ካብ ስኑዕ ቀመማዊ ድሕረ-ባይታ ነጻ ዝኾነ ባህርያዊ ሙኡዝ ተኽሊ ኮይኑ ጥዕና ጸላም ከብዲን ሓሞትን ሕሉው ንክኸውን ዝሕግዝ ኢዩ። ጸላም ከብድኻ ሓንቲ ካብቶም ኣገደስቲ ህዋሳት ኮይና ካብ መግቢን ማእዛዛታን ጸዓት ብምፍራይን ኣድለይቲ ዘይኮኑ ባእታታት ብምጽሟቕን ንጥዕና ኣካላትካ ልዑል ኣበርክቶ ትገብር። ‘ጥዕና ጸላም ከብድን ሓሞትን’ ድማ ካብ ባህርያዊ ትሕዝቶ ሙኡዝ ተኽሊ ዝምስራሕ ኮይኑ ደም ካብን ናብን ጸላም ከብዲ ብግቡእ ክንቀሳቐስን ዝሕግዝ ኢዩ።

ኣገደስቲ  ሓቅታት

ጽሟቕ ሕውስዋስ ናይ ምኡዝ ተኽሊ (ሱር ባፕለርዩም፡ ሱር ባርዶክ (ዓይነት ጸገጎ)፡ ሱር ቺኮሪ (ዓይነት ሓምሊ)፡ ኣሜኬላ ጸባ፡ ፍረ፡ ሱር ሩህባርብ፡ ሱር ቱርማርቲክ(ህሩድ)፡ ሱር ብጫ መቑሙቆ……ትሕዝቶ ዘለዎ

ነጻ ካብ፡ ጉለቲን (ትርፍራፍ ፕሮቲን) ፣ ውጺኢት ጸባ፣ ስርናይ፣ ሶያ (ናይ ቻይናውያን ፋጂሊ) ፣ መባኹዕቲ፣ ሰብ-ሰርሖ መዓቀቢን መመቀርን 

 

ኣብ መዓልቲ 2 ሚሊተር 2 ግዜ ውሰድ። ወይ ድማ ኪኢላ ስነ-መግቢ ወይ (ሓኪምካ) ብዝእዝዞ መሰረት ክውሰድ ይግባእ። ኣብ ዉሑድ መጠን ዝተጻረየ ማይ ምሕዋሱ ይከኣል እዩ።

ኣብ ዝሑልን ቀጥታዊ ጩራ ጸሓይ ዘይረኽቦ ንቑጽን ኣካባቢ ክቕመጥ ይግባእ። ኣብ ፍርጅ ምቕማጡ ድማ ዘድሊ ኣይኮነን።

ሕቶ ኣለኩም?ንኪኢላ ሕተት
The cookie settings on this website are set to 'allow all cookies' to give you the very best experience. Please click Accept Cookies to continue to use the site.
ጽቡቕ ምኡዝ ተኽሊ ደገፍ ንጥዕና ጸላም ከብድን ሓሞትን
You have successfully subscribed!