ንመለጋግቦ ሓጋዚ ዝኾነ ለቖታ መድሃኒት-360

$72.95
Key ingredients; Glucosamine, Beef Hydrolysate & MSM

Naturally present within cartilage

Building block for joints

Easy to absorb

    Joints are made up of many components, including muscles, tendons, ligaments and cartilage which need to be kept nourished and healthy. Denkelia's formulation provides the key raw materials for cartilage support including glucosamine hydrochloride, beef hydrolysate & MSM.
Size Guide
Size *
$287.95
  • መለጋግቦታት ብጭዋዳታት፣ ጅማውቲ፣ መላግብ-ዓጽሚን፣ ቁርጠጠመን ዝቐውም ኮይኑ፣ እዚ ብግቡእ ክሰርሕ እንተደኣኮይኑ ድማ ጥዑይን ማእዛዊ ሃብቲ ዘለዎን ክኸውን የድሊ። ብሉጻት ማእዛታት ከም ግሉኮሳማይን፣ ሃይድሮክሎራይድ, ቢፍ ሀይድሮላይሳትን ሜም.ኤስ. ኤምን ድማ ጥዑይ መለጋግቦ ንኽህልወና ዝሕግዙ ጥረ-ነገራት ኢዮም። ቕማረ ናይ ደንካልያ ድማ ነዞም ኣብ ጥዕና መለጋግቦና ኣወንታዊ ተራ ዝጻወቱ ጥረ-ነገራት የዳሉ

ቁርጠጠመ ኣብ ጫፍ ዓጽሚ ዝርከብ ኮይኑ ሚዛን ኣካላትና ንምስካምን ካለኦት ተወሰኽቲ ናይ ጉልበት ዕዮታት ንምዕያይን ተሪርን ዝተዓጻጸፍን ክኸውን የድሊ። ግሉኮሳማይን፣ ድማ ብተፈጠሮ ኣብ ዓጽሚና ዝርከብ ነዚ ሸቶ ንምውቃዕ ዝሕግዝ ኣካላዊ ባእታ ኢዩ። ምስ ቢፍ ሀይድሮላይሳትን ሜም.ኤስ. ኤምን ብሓባር ድማ ጆይንት ኣይድ ካፕስ ወይ ድማ ንመለጋግቦ ደጋፊ ዝኾነ ለቖታ ክስራሕ ይከኣል።

ነጻ ካብ፡ ጉለቲን (ትርፍራፍ ፕሮቲን) ፣ ውጺኢት ጸባ፣ ስርናይ፣ ሶያ (ናይ ቻይናውያን ፋጂሊ) ፣ መባኹዕቲ፣ ሰብ-ሰርሖ መዓቀቢን መመቀርን 

 

መዓልታዊ 4 ለቖታታት ቀቅድሚ መግቢ ወይ፡ኪኢላ ስነ-መግቢ ወይ (ሓኪምካ) ብዝእዝዞ መሰረት ክውሰድ ይግባእ።

ኣብ ዝሑል፡ ወይ ቀጥታዊ ናይ ጸሓይ ጩራ ዘይረኽቦ ንቑጽ ቦታ ኣቐምጦ። ፍርጅ ምጥቃም ኣየድልን።

 

ሕቶ ኣለኩም?ንኪኢላ ሕተት
The cookie settings on this website are set to 'allow all cookies' to give you the very best experience. Please click Accept Cookies to continue to use the site.
ንመለጋግቦ ሓጋዚ ዝኾነ ለቖታ መድሃኒት-360
You have successfully subscribed!