ብዝሐ-ቫይታሚናውን ሚነራላውን ፈሳሲ - 30 ቀረብ

$72.95
  • One of the most comprehensive multivitamin liquids available, containing over 60 Plant Derived Minerals, 16 Vitamins and 12 Amino Acids for daily vitality
  • Rich in antioxidants (Vitamins A, C and E) which help in preventing free radical damage
  • Highly absorbable forms of all nutrients and necessary co-factors including pre and probiotics
  • Rich in nourishing plant compounds (including carotenoids, isofavones and flavonoids)
  • Ideal for fighting stress, listlessness and general malaise
Denkelia’s Multi Vitamin & Mineral Liquid is a unique, balanced, synergistic blend of plant compounds, antioxidants and speciality nutrients in a colloidal state for ultimate absorption.
Size Guide
Size *
$143.95

እዚ ፍርያት ብቪታሚናትን ማዕድናትን ሃብታም ዝኾነ ኢዩ። ነቶም ብሰነኪ ዘመናዊ ኣጋባብ ስርዓተ-ሕርሻ ፍሩታታን ኣሕምልትን እንዳጎደሉ ዝኸዱ ዘለዉ ትሕዝቶታት ቫይታሚናትን ማዕድናትን ክትከኦም ዝኽእል ‘ውን ኢዩ። ቅማረ ናይ’ዚ ፈሳሲ ልዕሊ 90 ኣገደስቲ፡ ቫይታሚናት፡ ኣሚኖ ኣሲዳትን ካልኦትን ዝተሰከመ እዩ። እዚ ከኒና ‘ዚ ብጸረ-ኦክሲዳ ሃብታም ኮይና ነቲ ኣብ 21 ክፍለ ዘመን ብልዑል ጸቕጢ ተዋጢሩ ዝርከብ ኣካላትካ ነቲ ዘለዎ ጭንቀት ኽብድህ ሓጋዚ ኢዩ።

  • ኣገዳሲ ሕውስዋስ ናይ ጨንገር (ፓይቶኒውትረንት)ን ካብ ተኽሊ ዝርከብ መቓውምቲን ዘለዎ ኮይኑ ብሉጽ ጸረ-ኦክሲዳ ውን ኣለዎ
  • ልዑል ትሕዝቶ ቫይታሚን ቢ ዘለዎ ኮይኑ፣ እዚ ድማ ኣብ ኣካላትና ልዑል ቀረብ ናይ ጸዓት ንኽህሉ ብንድራኽ ድኻምን ቀጨውጨውን ዘጉድል ኢዩ
  • ቫይታሚን ቢ1, ቢ2, ቢ6ን ቢ12 ውን ዘለዎ ኮይኑ፣ እዚ ድማ ድኻምን ረሸሽታን የጉድል
  • ቫይታሚን ሲ፣ ስርዓተ-ምክልኻል ሕማማት ኣካላትካ ብግቡእ ንኽሰርሕ ዝሕግዝ ኢዩ
  • ልዑል ትሕዝቶ መተሓውስቲ ንኣብነት ውጺኢት ባክተርያዊ ምውህሃድ ዝኾነ ትሕዝቶ፣ መቓውምቲ ብቐሊሉ ንኽምጸዩ ዝድርኽ ባእታ
  • ኣገደስቲ ጸረ-ኦክሲዳ ማለት ቫይታሚን ኤ፣ ሲን ኢን ‘ውን ኣካል ትሕዝተኡ ኮይኖም ንኣካላትና ካብ ፍሪ ራዲካልስ ይከላኸልሉ። ፍሪ ራዲካላት ዘይቀወምቲ ሞሎኲላት ኮይኖም፡ ዋህዮታት ኣካላትና ከዕንዉ ዝኽእሉ ከምኡ’ውን ምስ ገለ ሕማማትን ቕድሚ ግቡእ ዕድመ ዝረአ ዕቤት ዘቃልዑ እዮም።
  • ፎሊክ ኣሲድ ድማ ቀያሕቲ ዋህዮታት ደም ብግቡእ ንጥፈታቶም ንኸካይዱ ዝሕግዝ ትሕዝቶ ኢዩ

ነጻ ካብ፡ ጉለቲን (ትርፍራፍ ፕሮቲን) ፣ ውጺኢት ጸባ፣ ስርናይ፣ ሶያ (ናይ ቻይናውያን ፋጂሊ) ፣ መባኹዕቲ፣  መመቀርን 

መዓልታዊ 31 ሚሊተር (2 ማንካ ጣውላ)፡ ኪኢላ ስነ-መግቢ ወይ (ሓኪምካ) ብዝእዝዞ መሰረት ውሰድ።

ኣብ ዝሑልን ቀጥታዊ ጩራ ጸሓይ ዘይረኽቦ ቦታ ዓቕቦ። ኣዝዩ ንጹህ ስለዝኾነ ምስ ግዜ ኣብ ፍርጅ እንከሎ ክረግእ ዝኽእል ኢዩ። ስለዚ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ናይ ተጠቃምነት ግዜ ክሕቆን የድሊ። ኣብ ፍሪጅ ኣብ ዝቕመጠሉ እዋን ንጋድም ክኸወን ይግባእ።

ሕቶ ኣለኩም?ንኪኢላ ሕተት
The cookie settings on this website are set to 'allow all cookies' to give you the very best experience. Please click Accept Cookies to continue to use the site.
ብዝሐ-ቫይታሚናውን ሚነራላውን ፈሳሲ - 30 ቀረብ
You have successfully subscribed!