ሪሰቨራትሮል ፕላስ - 60 ለቖታት

$57.95
Superior antioxidant benefits to fight cell-damaging free radicals in the body

Powerful proprietary blend of (Resveratrol, Turmeric, and Quercetin)

Derived from Japanese Knotweed

Made with premium quality turmeric extract

Standardized to 95% curcuminoids

Vegan, Vegetarian, Kosher

    Resveratrol Plus delivers a highly bioavailable proprietary blend of three powerful antioxidants (Resveratrol, Turmeric, and Quercetin) for potent protection against cell-damaging free radicals.
Size Guide
$57.95
  • ሪሰቨራትሮል 
  • ሪሰቨራትሮል ከም መፍትሕ ወይ ቀንዲ መቃምምቲ ናይ ‘ፍሬንች ፓራዶክስ’ እዩ ዝጥቐስ - ምኽንያት ናይቲ ፈረንሳውያን ሃብታማት መግብታትን ኣርኮልን እናኣህለኩ ምሉእ ጥዕና ዝውንኑ። ሪሰቨራትሮል ንስሩዕ መስርሕ ስርዓተ ካርድዮቫስኩላር እውን ኣበርክቶ ይገብር እዩ። ነፍሲ ወከፍ ቀረብ ናይ ሪሰቨራትሮል ማለት ሪሰቨራትሮል ናይ ልዕሊ 64 ብኬሪ ቀይሕ ነቢት እዩ።ሪሰቨራትሮል ፕላስ ተፈጥረኣዊ ፖሊፌኖል ኮይኑ፡ እዚ ማለት ካብ ኣትክልቲ ዝርከብ ኣኪል ተሪፍ ድርብራብ (ኮምፓውንድ) እዩ። ንኣብነት፡ እዞም ተፈጥረኣውያን ምንጭታት ቀይሕ ነቢት (ቖርበት ወይኒ) ፡ ፉል ከምኡ’ውን ገለ ኣትክልቲ ከም ናይ ጃፓን ኖትዊድ (ፖሊጎኑም ኩስፒዳቱም) ።
  • ሱር ህሩድ
  • ጽሟቅ ሱር ህሩድ - እዚ ብሩህ ደሚቕ ብጫ ሕብሪ ዘለዎ መቃምምቲ ብዙሕ ጥዕናና ክብ ናይ ምባል ኣኽእሎ ይርከቦ። ስሙያት መኣዛታት ጽሟቕ ናይ ህሩድ ሱር ደረጅኡ ዝሓለወ ዶዝ ዘለዎ ኮይኑ፡ ነፍሲ ወከፍ ለቖታ ዝውንኖ መቃምምቱ ርግጸኛ ክትከወን ትኽእል ኢካ።


  • ካብ ሱር ናይ ህሩድ ዝርከብ ምዝመዛ፡ ኣርባሕቲ ዝኮኑ ከም ኩርኩሚኖይድስ ዝተባህለ ኣብ ኣትክልቲ መሰረት ዝገበረ ጸረ-ኡክሰዳ ዝሓዘ እዩ። ብሰንኪ ፍሪ ራዲካላት ዝመጽ ናይ ዋህዮታት ዕንወት ኣብ ምቕላስ ድማ ሰፍ ዘይብል ኣስተዋጽኦ እዩ ዘለዎ። ህሩድ ካብ ስድራቤት ናይ ጅንጅብል ኮይኑ መበቖሉ ኣብ ደቡባዊ ምብራቕ ኤስያ እዩ። ኣብ ታሪኽ ድማ ኣብ አዩርቬዲክ ኣብ ጥቕሚ ይውዕል ከምዝነበረ ይንገር።
  • ኩዌርሰቲን
  • ኩዌርሰቲን ባህርያዊ ሕብሪ ዝህብ ተኽሊ (ፍላቮኖይድ) እዩ። ኣብ ከም ቀይሕ ወይኒ፡ሽጉርቲ፡ቀጠልያ ሻሂ፡ቱፋሕ፡ ቤሪ፡ ጂንኮ ቢሎባ፡ John's wort, American elderን ካልኦትን ክርከብ ይከኣል። በክዊት ሻሂ ዝበዝሐ መጠን ኩዌርሰቲን ኣለዎ። ሰባት ንኩዌርሰቲን ከም መድሃኒት እዮም ዝጥቀምሉ።ፍላቮኖይድ ንፍሪ ራዲካላት ቕድሚ ወሃዮታት ምጉድኦም ዕቑር ዓቕሞም ብምጉዳል ዓቕሞም ከዳኽም ይኽእል እዩ። ኩዌርሰቲን ኣዝዩ መጽናዕቲ ዝተካየደሉ ኮይኑ፡ ተመራመርቲ ብዘለዎ ዕቑር ዓቕሚ ኣዝዮም እዮም ዝምሰጡ። ሓደ ካብቶም ኣብ ቀረባ እዋን ዝተኻየደ መጽናዕቲ ኩዌርሰቲን ኣብ ስርዓተ ልብን መትንታትን ዝህቦ ጥቕሚ እዩ። ግን ዝያዳ ሓበሬታ ምስ እትደልዩ፡ ኣብ ኦንላይን ሓበሬታ ክትረኽቡ ትኽእሉ ኢኩም። ኣብ ርእሲ’ቲ ናይ ጸረ ኡክሰዳ ባህርያቱ፡ ምስ ምጽራር ፍርያትን ነዝዕን ሂስታሚን’ውን ይተኣሳሰር እዩ።
  • ነጻ ካብ፡ ጉለቲን (ትርፍራፍ ፕሮቲን) ፣ ውጺኢት ጸባ፣ ስርናይ፣ ሶያ (ናይ ቻይናውያን ፋጂሊ) ፣ መባኹዕቲ፣ ሰብ-ሰርሖ መዓቀቢን መመቀርን 

2 ለቖታታት ቅድሚ ግቡእ መግቢ፡ ኪኢላ ስነ-መግቢ ወይ (ሓኪምካ) ብዝእዝዞ መሰረት ክውሰድ ይግባእ።

ኣብ ዝሑልን፣ ጩራ ጸሓይ ብቀጥታ ኣብ ዘይረክቦ ንቑጽ ኣካባቢ ክቕመጥ ይከኣል። ኣብ ፍሪጅ ምቕማጡ ኣየድልን።

ሕቶ ኣለኩም?ንኪኢላ ሕተት
The cookie settings on this website are set to 'allow all cookies' to give you the very best experience. Please click Accept Cookies to continue to use the site.
ሪሰቨራትሮል ፕላስ - 60 ለቖታት
You have successfully subscribed!