Home page
      
      
      
      
        
  ካብ ኣትክልቲ ዝርከብ ሚነራላት - 30 ቀረብ
      
      
      
      
      
        
        
        
      
        
        
      
      
        
      
      
      
    
    
        Add to Wish List
    
 
    
  
          መብርሂ ምንጪ ካብ ኣትክልቲ ዝርከብ ማዕድናትና ምንጩ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ዝርከብ ‘ዩታህ’ ዝተሰምየ ዕቛር ሸል’ዩ። እዚ ድበት ቅድሚ ሚልዮናት ዓመታት ዝተፈጥረ ኮይኑ፣ ቀደም ዘመን ብጫካ ተሸፊኑ ዝነበረ ኢዩ። እቲ ኣብ ‘ዚ ከባቢ ዝርከብ ቀጸላታት ድማ እቶም ካብ ብከላ ንሚልዮናት...
        
        
      
          ከ$48.95
        
        
      
      
      
      
      
        
  ኣብ ደምና ንዝርከብ ናይ ግልኮስ ትሕዝቶ ዘመዓራሪ - 120 ለቖታታት 
      
      
      
      
      
        
        
        
      
        
        
      
      
        
      
      
      
    
    
        Add to Wish List
    
 
    
  
          መጠን ግልኮስ ኣብ ደም ደገፍ ዝህብ፡ ብዝሰልጠነ ኣገባብ ድብልቕላቕ ናይ ክሮምዩም ኮይኑ፡ ኣገዳሲ ዕጸዋት ቃርፋ፡ ቆጽሊ ጂምና፡ ፍረ ካብ ዓይነታት ብርጭቕን፡ ፍረ ጃምቦላናን ዝተመሓየሸን ዝተወሃሃደን እዩ። ክሮምዩም ኩነታት ትሕዝቶ ኢንሱሊን ኣብ ደምና ዘመዓራሪን ከምኡ ድማ መታበሊካዊ ንጥፈታት ፕሮቲንን ካርቦሃይደርይትንን ካልኦት...
        
        
      
          ከ$49.95
        
        
      
      
      
      
      
        
  ሰለንዩም ፕላስ - 90 ለቖታ
      
      
      
      
      
        
        
        
      
        
        
      
      
        
      
      
      
    
    
        Add to Wish List
    
 
    
  
          ናይ ሰለንዩም ፕላስ ለቖታት 250 mcg ዝዓቐኑ ካብ መባኹዕቲ ነጻ ዝኾነ ዓይነት ሰሊንዮም ዝሓዘ ኮይኑ፣ ሰለኒየም (ኤል-ሰለኖመታይኒን), ነቶም ናይ ‘ይስት’ ወይ ድማ መባኹዕቲ ዘይተጻዋርነት ዘለዎም ሓጋዚ ኢዩ። ሲሊንዮም ሓደ ካብቶም ኣብ መሬት ክርከቡ ዝኽእሉ ማዕድናትን ኣብ ሓመድ ዝበቑሉን ኣትክልትን እዩ።...
        
        
      
          ከ$49.95
        
        
      
      
      
      
      
        
  ሕብረ-ቪታሚናዊን  ሚነራላውን ከኒና - 120 ከኒናታት 
      
      
      
      
      
        
        
        
      
        
        
      
      
        
      
      
      
    
    
        Add to Wish List
    
 
    
  
          እዚ ፍርያት ብቪታሚናትን ማዕድናትን ሃብታም ዝኾነ ማእዛታት ዝሓዘለ ኢዩ። ነቶም ብሰነኪ ዘመናዊ ኣጋባብ ስርዓተ-ሕርሻ እናጎደሉ ዝኸዱ ዘለዉ ትሕዝቶታት ቫይታሚናትን ማዕድናትን ክትከኦም ዝኽእል ‘ውን ኢዩ። ቕማረ ናይዚ 90 ኣገደስቲ ቫይታሚናት፡ ኣሚኖ ኣሲዳትን ካልኦትን ዝሓዘ እዩ። እዚ ከኒና ‘ዚ ብጸረ-ኦክሲዳ ሃብታም ኮይኑ...
        
        
      
          ከ$57.95
        
        
      
      
      
      
      
        
  ብዝሐ-ቫይታሚናዊን ሚነራላውን ሓርጭ - 30 ቀረብ
      
      
      
      
      
        
        
        
      
        
        
      
      
        
      
      
      
    
    
        Add to Wish List
    
 
    
  
          እዚ ፍርያት ብቪታሚናትን ማዕድናትን ሃብታም ዝኾነ ኢዩ። ነቶም ብሰነኪ ዘመናዊ ኣጋባብ ስርዓተ-ሕርሻ ፍሩታታን ኣሕምልትን እንዳጎደሉ ዝኸዱ ዘለዉ ትሕዝቶታት ቫይታሚናትን ማዕድናትን ክትከኦም ዝኽእል ‘ውን ኢዩ። ቅማረ ናይ’ዚ ፈሳሲ ልዕሊ 90 ኣገደስቲ፡ ቫይታሚናት፡ ኣሚኖ ኣሲዳትን ካልኦትን ዝተሰከመ እዩ። ሃብታም ብጸረ-ኦክሲዳ ኮይኑ፡ 115...
        
        
      
          ከ$82.95
        
        
       
       
         
         
         
         
           
           
           
           
           
           
           
           
           
           
                                   
                